Credits

PERFORMING ARTISTS
Abraham Gebremedhin
Abraham Gebremedhin
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Danial Tamere Tekle
Danial Tamere Tekle
Songwriter

Lyrics

ምግበይ ደሃየይ ስምዕዮ በጃኺ ብዓጀባ እምነት ክአቱ አርሕውለይ ማዕፆ ልብኺ ምግበይ እቶ'ባ በልኒ በጃኺ መዋእለይ ምእንታን ከስተርሕው አብ መንበሪ ዙፋን ልብኺ መከራ ናይ ሕሱም ፍቕርኺ አብ ውሽጢ ምስ አጎደ አብ መዓሙቕ ሰራውር ደመይ ወትሮ እናነደደ ንምንታይ ግን ፍቕረይ 'ዚ ትብሊ ትርግታ ልበይ ናሰማዕክዮ አይ ፍጥርቲ ጓል ሰብ እንድኺ ፍቕሪ እባ ጀባ በልዮ እሁሀይ ስዘምዓኪ የለን እሁሀይ ብልሳንኪ ዝብሕቶ እሁ እሁ እዋይ አብ ልብኺ እዩ ዘሎ እሁሀይ ናይ መሰልኪ ባይቶ ዘይከውን ተኾይኑ አይተዳህልልኒ ምግቢ በይነይ ፅልግልግ ከይበለ ናብ ገደም ምርሕኒ ንምንታይ ግን ፍቕረይ 'ዚ ትብሊ ትርግታ ልበይ ናሰማዕክዮ አይ ፍጥርቲ ጓል ሰብ እንድኺ ፍቕሪ እባ ጀባ በልዮ
Writer(s): Danial Tamere Tekle Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out