Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Feven Tsegay
Feven Tsegay
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Habtom Yemane
Habtom Yemane
Composer

Lyrics

ኣሳልየኒ ዘመደይ ደፋእ በል እንዶ ጋሻ'የ ጋሻ ንፍቕሪ ክሳብ ዝለምዶ ድሮ ሰኒፋ ተሪፋ ኣይትበለኒ ኣሳልየኒ በይነይ ዝሓስቦ ብኣኻ ጽምዋ ኾይነ ቅርብ ክብለካ እናበነነ ልበይ ናፊቑ ብህርፋን እናዘለለ ነብሰይ ዝኣስር ገለ'ሎ ገለ ርእሰይ ብሕፍረት እንተደነነ ኣሳልየኒ ጋሻ እንድየ ኣነ ጊዜ ሃበኒ ጊዜ ንኹሉ ነገር ታተ መሊኸ ጉያ ክጅምር ገጽካ ክእሰር ርእየ መታን ከይብህርር ኣላምደኒ ምፍቃር ምፍቓር ቃለይ ውሒዱ 'ተዘይ ኣኺሉ ዓይነይ ዝብለካ ኣስተብህለሉ ኣሳልየኒ ዘመደይ ደፋእ በል እንዶ ጋሻ'የ ጋሻ ንፍቕሪ ክሳብ ዝለምዶ ድሮ ሰኒፋ ተሪፋ ኣይትበለኒ ኣሳልየኒ ሻባ ርእየካ ፍቕረይ ሻቡ ዝኸይድ ፍርሒ እንደኣሉ ክቱር ሸበድበድ ሕስብ ሓዲረ ለይቲ ንዓኻ ዝብሎ ሕፍረት መጺኡ እናበለሎ ናትካ ምስ ናተይ ንኽመጣጠን ጊዜ ሃበኒ ነብሰይ ክኣምን በይነይ ዝሓስቦ ብኣኻ ጽምዋ ኾይነ ቅርብ ክብለካ እናበነነ ልበይ ናፊቑ ብህርፋን እናዘለለ ነብሰር ዝኣስር ገለ'ሎ ገለ ርእሰይ ብሕፍረት እንተደነነ ኣሳልየኒ ጋሻ እንድየ ኣነ ርእሰይ ብሕፍረት እንተደነነ ኣሳልየኒ ጋሻ እንድየ ኣነ ርእሰይ ብሕፍረት እንተደነነ ኣሳልየኒ ጋሻ እንድየ ኣነ
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out