Music Video

Tesfealem Arefaine - Korchach - Aydelin| ኣይድልን - New Eritrean Music 2021 - (Official Audio)
Watch {trackName} music video by {artistName}

Featured In

Credits

PERFORMING ARTISTS
Tesfalem Arefaine Korchach
Tesfalem Arefaine Korchach
Performer
Hagos W/gebriel (Suzunino)
Hagos W/gebriel (Suzunino)
Performer
COMPOSITION & LYRICS
Hagos W/gebriel (Suzunino)
Hagos W/gebriel (Suzunino)
Songwriter

Lyrics

ፍቕሪ ከሲርካ'ዶ ይርከብ'ዩ ክብሪ ቀደም ዘፍረስክዮ ብትዕቢት ብሃውሪ ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ ገዲፍክኒ ኣሰኪምኪ ዕዳ ዘገም ክብል በይነይ ኣብ ምድረ-በዳ ሽዑ'ዩ ነይሩ ንሎሚ ምሕሳቡ ካብ ንጣዕሳ ምስካም ሰበቡ ቻው ኢልክኒ ነቢዐ እምብዛ ልበይ ደምዩ ብናይ ጥልመት ቃንዛ ሎሚ'ወ ትህቢ ዕርቂ ትብሊ ዘበት ኣበይ ኔርኪ ሽዑ ክከላበት ጉድ'ዩ ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ እቲ ዝሓለምክዮ ጉድ'ዩ ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ ሎሚ ረኺብክዮ ብሸለልታ ሰጊርክዮ መስመር ወቓሕታ ድዩ ፍቕሪ'ስ ነባሪ እምበር የሐንቂቐ ሰቒለኪ ኣብ ርእሰይ ደይ ንፍቕሪ'ለ ጎዲአያ ነብሰይ ኣይደልን'የ ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን'የ ኣይደልን ዘይሰምር ዕድል ሰኪሐ በይነይ ከስተማስል ኣይደልን'የ ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን'የ ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን ፍቕሪ ከሲርካ'ዶ ይርከብ'ዩ ክብሪ ቀደም ዘፍረስክዮ ብትዕቢት ብሃውሪ ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ ንመለስ ኣይትበልኒ 'ታይ ይዓብስ ደሃይ ምሕታት ፍቕሪ ዑና ኾይኑ ምስ ተረፈ ኣብ ዝኽሪ ኣነን ስኡን ንስኺን ጓል ርኹባት ምስ ስክፍታ ሓሊፎም ጸገማት ኣይደንገጸን ሽዑ 'ቲ ልብኺ መስሓቕ ኮይነ መፍቶ ስድራ-ቤትኪ ኣይሓሰብክን ከም ጓና ጌርክኒ ጥልመት ሂብኪ ፍቕሪ የሕዲግክኒ ጉድ'ዩ ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ እዚ ዝዘራእክዮ ጉድ'ዩ ናትክስ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ ጉድ'ዩ ሎሚ ሓፊስክዮ ደጋጊምኪ ንመለስ ትብልኒ 'ተዝኽእሎስ ንዓይ ምሓሸኒ ጎዲእኽያ ልበይ ብድንግላ ፍቕሪ የለን እንትርፎ በሰላ ኣይደልን'የ ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን'የ ኣይደልን ዘይሰምር ዕድል ሰኪሐ በይነይ ከስተማስል ኣይደልን'የ ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን'የ ኣይደልን ኣይደልን ኣይደልን
Lyrics powered by www.musixmatch.com
instagramSharePathic_arrow_out